Skip to main content
መምርሒ

ናይ ኣካላዊን ኣእምሮኣዊን ጥዕና ደገፍ፣ ዑቕባ ንዝደልዩ ሰባት

እዚ ዘነድ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ንዑቕባ ዘመልክቱ ሰባት ናይ ኣካላዊን ኣእምሮኣዊን ጥዕና ደገፍ ንክረኽቡ ይሕግዝ።

Documents

ዑቅባ ንዝሓቱ ሰባት ዝርከቡ ሓገዝ ኣካላዊን ኣእምራዊን ጥዕና

ተበጻሒ መልክዕ/ፎርማት ሕተት።
ሓጋዚ ቴክኖሎጂ (ከም ስክሪን ሪደር መሳሊ) ትጥቀም እንተ ደኣ ኮንካ፣ እሞ ነዚ ዶክመንት በቲ ሓጋዚ ቴክኖሎጂ ንምድህሳሱ ምቹእ ብዝኾነ መልክዑ እንተ ደኣ ደሊኻ ኮንካ፣ በጃኻ ናብ alternativeformats@homeoffice.gov.uk ኢመይል ስደድ። እንታይ ዓይነት ፎርማት ወይ መልክዕ ከም ዘድልየካ ንገረና። ከምኡ ውን እንታይ ሓጋዚ ቴክኖሎጂ ትጥቀም እንተ ደኣ ነጊርካና ውን ሓጋዚ እዩ።

Details

ዑቕባ ዝደልዩ ሰባት ኣብ ንቡር ግልጋሎታት ጥዕና ኣእምሮ ኣገልግሎት ንምርካብ ኣጸጋሚ ክዀ ይኽእል።

እቲ ጕጅለ ቤት ጽሕፈት ጥዕና ኣእምሮን ድሕነትን (Home Office Asylum Mental Health and Wellbeing) ቐጥታዊ ተዘዋዋሪን ናይ ኣእምሮ ጥዕና ደገፍ ዝህቡ ዘይመንግስታዊ ትካላት ንክትረኽቡ ንምሕጋዝ ሓደ ሰነድ ኣዳልዩ ኣሎ።

ኣስተብህሉ፥ ኣብ UK፡ ብሄራዊ ግልጋሎት ጥዕና (Health Service፡ NHS) ማለት ኣብ England፡ Scotland፡ Wales ከምኡ’ውን Northern Ireland ዝርከቡ ስርዓታት ጥዕና ዝጥቕልል ስያመ እዩ።

ስልጣን ናብ Scottish Parliament፡ Welsh Senedd ከምኡ’ውን ናብ ባይቶ Northern Ireland ስለ ዝተሓላለፈ፡ ጥዕና ብቐንዱ ዝሰጋገር ዛዕባ ኰይኑ ኣሎ።

Updates to this page

Published 12 March 2024
Last updated 15 May 2026 show all updates
  1. Added translation for Tigrinya.

  2. Physical and mental health support information updated.

  3. Updated information in physical and mental health support available for people seeking asylum document.

  4. Added translations for Punjabi, Somali, Spanish, Turkish, Urdu and Vietnamese.

  5. Added translations for Arabic, Chinese and Pashto.

  6. First published.

ነዚ ገጽ ሕተሞ