ኣብ ናይ መጀመርታ መንበሪ ቤት ምንባር
እዚ መምርሒ ብቐንዱ ኣብ ናይ መጀመርታ መንበሪ ቤት ዝቕመጡ ዘለው ሓተትቲ ዑቕባ ዝምልከት እዩ።
Documents
Details
እዚ መምርሒ ብቐንዱ ኣብ ናይ መጀመርታ መንበሪ ቤት ዝቕመጡ ዘለው ሓተትቲ ዑቕባ ዝዓለመ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ንናይ ሴክሽን 95 ደገፍ ዘቕረብዎ ሕቶ ኣብ ዝግምገመሉ ዘሎ እዋን፡ ናይ ሴክሽን 95 ድጋፍ ዝጸደቐሎም ኮይኑ ናብቲ ድሒሮም ዝምደብዎ መንበሪ ቤት ክምደቡ ዝጽበዩ ዘለዉ ወይ ኣብ ሴክሽን 4 ደገፍ ዝረኽቡ ንዘለዉ እዩ።
Updates to this page
-
This guidance has been updated throughout. Translations have been published in the following languages: Albanian, Amharic, Arabic, Chinese, Dari, French, Kurdish, Pashto, Persian, Somali, Spanish, Tigrinya, Urdu, Vietnamese.
-
Arabic translation added.
-
Versions in Farsi, Kurdish, Pashto and Urdu added.
-
First published.